Tigray Womans Bureau

ምልክታ ፕረፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ቆወምቲ መሳርሒ ምልክታ ጨረታ ፕረፎርማ ) 8 ኣቅሑት ስራሕቲ ዕገና ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ ንናይ 2018 ዓ/ም ን1 ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከፀግን ይደሊ ስለዝይ በቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፡-

ተ/ቁዓይነት ግልጋሎት/ፅገና/ዝድለ ግልጋሎት ፅገናበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ድረወር1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
2ሸልፊ1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
3ጠረጴዛ ተስሓቢ(ዓዲ ውሽጢ1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
4ፔዲስታል ጠረጴዛ ተስሓቢ /Imported /1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
5ፋይል ካቢኔት1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
6ጣዉላ ቁም ሳጥን1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
7ተንሸራታቲ ሸልፊበዓልመስተት1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
8ናይ በሪ ማዕፆ 1ደረጃ ቁልፊ ምቅያርብቁፅሪ01
9ድረወርፅገናብቁፅሪ01
10ሸልፊፅገናብቁፅሪ01
11ጠረጴዛ ተስሓቢ(ዓዲ ውሽጢዕገናብቁፅሪ01
12ፔዲስታል ጠረጴዛ ተስሓቢ /Importedፅገናብቁፅሪ01
13ፋይል ካቢኔትፅገናብቁፅሪ01
14ጣዉላ ቁም ሳጥንፅገናብቁፅሪ01
15ተሽከርካሪ ወንበርፅገናብቁፅሪ01
16ስፖንጅ ወንበርዕገናብቁፅሪ01
17ተንሸራታቲ ሸልፊ በዓልመስታትፅገናብቁፅሪ01
18ብረት ቁም-ሳጥንፅግናብቁዕሪ01
19ናይ በሪ ማዕዶዕገናብቁፅሪ01

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት IIN No ኮፒ ከቅርቡ ዝኸኣሉ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 4/02/18 ዓ/ም እስካብ ዕለት 7/02/18 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 07/02/18 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ድማ ይኽፈት::

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኣብዝተበላሸወሉ ግዜ ብእዋኑ መፂኡ ከፀግን ዝኽእል::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ኣብ 4ይ ደብሪ ኾይኑ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 228 ንርከብ ።

➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ 'ዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344410504/ ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

➢ ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ተሓሊይዎ እቲ ዝተሰረዘ ዋጋ ተቀባልነት የብሉን