ምልክታ ፕረፎርማ
ቢሮ ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ቆወምቲ መሳርሒ ምልክታ ጨረታ ፕረፎርማ ) 8 ኣቅሑት ስራሕቲ ዕገና ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ ንናይ 2018 ዓ/ም ን1 ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከፀግን ይደሊ ስለዝይ በቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፡-
| ተ/ቁ | ዓይነት ግልጋሎት/ፅገና/ | ዝድለ ግልጋሎት ፅገና | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ድረወር | 1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 2 | ሸልፊ | 1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 3 | ጠረጴዛ ተስሓቢ(ዓዲ ውሽጢ | 1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 4 | ፔዲስታል ጠረጴዛ ተስሓቢ /Imported / | 1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 5 | ፋይል ካቢኔት | 1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 6 | ጣዉላ ቁም ሳጥን | 1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 7 | ተንሸራታቲ ሸልፊበዓልመስተት | 1 ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 8 | ናይ በሪ ማዕፆ | 1ደረጃ ቁልፊ ምቅያር | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 9 | ድረወር | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 10 | ሸልፊ | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 11 | ጠረጴዛ ተስሓቢ(ዓዲ ውሽጢ | ዕገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 12 | ፔዲስታል ጠረጴዛ ተስሓቢ /Imported | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 13 | ፋይል ካቢኔት | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 14 | ጣዉላ ቁም ሳጥን | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 15 | ተሽከርካሪ ወንበር | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 16 | ስፖንጅ ወንበር | ዕገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 17 | ተንሸራታቲ ሸልፊ በዓልመስታት | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 18 | ብረት ቁም-ሳጥን | ፅግና | ብቁዕሪ | 01 | ||
| 19 | ናይ በሪ ማዕዶ | ዕገና | ብቁፅሪ | 01 |
➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት IIN No ኮፒ ከቅርቡ ዝኸኣሉ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 4/02/18 ዓ/ም እስካብ ዕለት 7/02/18 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 07/02/18 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ድማ ይኽፈት::
➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኣብዝተበላሸወሉ ግዜ ብእዋኑ መፂኡ ከፀግን ዝኽእል::
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ኣብ 4ይ ደብሪ ኾይኑ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 228 ንርከብ ።
➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ 'ዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344410504/ ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።
➢ ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ተሓሊይዎ እቲ ዝተሰረዘ ዋጋ ተቀባልነት የብሉን