Tigray Industry Park Corporation

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቑዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ፕሪንተር ቀለምHP2015 26Aብዕራ40
2ኣቃፊ በዓል ብረት/ኬንት1ይ ደረጃቁፅሪ100
3እስክርቢቶ ሰማያዊብሳምፕልቁፅሪ500
4ፀሊም አስክርቢቶብሳምፕልቁፅሪ50
5ቀይሕ አስክርቢቶብሳምፕልቁፅሪ50
6ፕሪንተር ቀለምPRO4003 151A-1149TAቁፅሪ9
7ፎቶኮፒ ቀለም1ይደረጃ ብሳምፕልቁፅሪ05
8እሁ1ይደረጃቁፅሪ10
9ኣጀንዳ1ይደረጃቁፅሪ15
10ዋይት ቦረድ1ይደረጃቁፅሪ5
11ፍሊፕ ቻርት ዓብይቁፅሪ4

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፡

1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

3. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ።

4. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቸይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን።

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ስለዘገልገል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላዉ ኣረጋጊፆም ይምልኡ።

6. ናይዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮል ኢያ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 11/09/2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 14 /09/2017 ዓ.ም ስዓት 4፡00 ምውሳድ ትኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/ 09/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኽፈት “

8. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን።

9. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኸእል።

10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።