ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
| ተ.ቑ | ዝርዝር ኣቑሑት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፕሪንተር ቀለም | HP2015 26A | ብዕራ | 40 | |
| 2 | ኣቃፊ በዓል ብረት/ኬንት | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 100 | |
| 3 | እስክርቢቶ ሰማያዊ | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 500 | |
| 4 | ፀሊም አስክርቢቶ | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 50 | |
| 5 | ቀይሕ አስክርቢቶ | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 50 | |
| 6 | ፕሪንተር ቀለም | PRO4003 151A-1149TA | ቁፅሪ | 9 | |
| 7 | ፎቶኮፒ ቀለም | 1ይደረጃ ብሳምፕል | ቁፅሪ | 05 | |
| 8 | እሁ | 1ይደረጃ | ቁፅሪ | 10 | |
| 9 | ኣጀንዳ | 1ይደረጃ | ቁፅሪ | 15 | |
| 10 | ዋይት ቦረድ | 1ይደረጃ | ቁፅሪ | 5 | |
| 11 | ፍሊፕ ቻርት ዓብይ | ቁፅሪ | 4 |
ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፡
1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።
2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።
3. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ።
4. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቸይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን።
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ስለዘገልገል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላዉ ኣረጋጊፆም ይምልኡ።
6. ናይዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮል ኢያ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 11/09/2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 14 /09/2017 ዓ.ም ስዓት 4፡00 ምውሳድ ትኽእሉ።
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/ 09/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኽፈት “
8. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን።
9. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኸእል።
10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።