ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀሞሎም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 24, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ደጎዓ ተምቤን
  • Bid Opening Date: መስከረም 24, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ናይ ደረቕ ጋሓፍ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 18, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 18, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 12,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ክራይ ፊልድ መኪና ንበጀት ዓመት2013ዓ/ም ብዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2013 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2013 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ንወረዳ ከተማ ግጀት ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2013 8:30 Morning (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2013 8:45 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 17, 2013 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 17, 2013 6:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 20, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 20, 2013 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 8, 2013 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 8, 2013 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/