ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን፣ ከምኡ እዉን ጎማን ባትሪን መኪና ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ናዕዴር ዓዴት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይቲ ከተማ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ኮንክሪት ቮል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከትክል ወይ እዉን ክዝርግሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 26, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 26, 2013 4:00 Morning
  • Bid Bond: 40,000
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2013 8:30 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2013 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቕ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ሕትመት ካብ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 29, 2013 8:10 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2013 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ን 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብሬከር ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሞንታርቦ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 25, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ፈረወይኒ ንዝርገሐ ማይ ዘገልግሉ ትቦታትን መገጣጦሚኦምን፣ ከምኡ እዉን ጎማ ቦጥ መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2013 9:00 Morning (closed)
  • Location: ፍረወይኒ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2013 9:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኮምኡ እዉን ዲኤስ ቲቪ፣ ማለት ብረታ ብረት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 30, 2013 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 30, 2013 3:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

በአፋር ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት ጤና ጥበቃ ቢሮ አገልግሎት የሚውል የተለያዩ የመኪና ጎማ ግዥ ለመግዛት ህጋዊ ከሆነ አቅራቢዎችን በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ጥቅምት 11, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 20, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣፋር
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 20, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/