ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ አየር ኮንድሽነር ጋዝ ምምላእ ናይ ፅሬትን ገዛን ኣቁሑት ናይ መኪና ስፔርን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 11, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 19, 2016 8:00 Morning (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 19, 2016 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን | ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማን መመላኪኢን ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 11, 2016 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝረከብ ዝተፈላለየ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ሲኖትራክ ማርቸድስ ኒሳን ትዮታን ካተር ፒላር ክረሸር ካማዝ ወዘተ ንምሻጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2016 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ፅሬት ናዉቲን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 26, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 26, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሑፍ: ናይ ኤችኣይቢ ምልክትን ሪቫንን ሕትመት ዘለዎ ፅላል : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑተን: ናይ ጋራጅ ፅግና ግልጋሎት ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 15, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣማ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ Enterprise Resource Planning (ERP) Systern ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 19, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 19, 2016 3:01 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/