ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ንዝተፈላለየ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘገልግል ሙሉእ መድሕን ሽፋን ከእቱ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50/ሓምሳ ብር
  • Tender Category ኢንሹራንስ/

በትግራይ ክልል ጊዝያዊ አስተዳደር ውሃና ኢነርጂ ቢሮ ለኮዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት የሚውል ምሥር ሳይክል በግልፅ ጨረታ ማስታወቅያ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ የሚመለከታቸው ህጋውያን አቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምት 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 28, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 28, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሚን ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሪት ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክአስር ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 22, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 22, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ድሚፂ ወይና ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን Computer Graphics core i 9 12900k በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 19, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 19, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ዉፅኢት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ቁልፊታትን : ኣቀሑት ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: አብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ባንዴራ ትግራይ ክንዕድግ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 14, 2016 5:00 Morning (closed)
  • Location: Adet
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 14, 2016 5:30 Morning
  • Bid Bond: አይተገለፀን
  • Bid Document Price: አይተገለፀን
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ወረዳ ገጠር ዓድዋ ጣብያ ሰግሊ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሳርሒ ዝዘዉዕል ቆርቆሮ ዝተፈላለዩ ምስማራትን ካልኦትን ንብረት በዚ ዘርፊ ፋቃድ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 16, 2016 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 16, 2016 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 18, 2016 3:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 18, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/