ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 6, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕለ ናይ ቋንቋ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት 2017 ዓ ም ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ቋንቋ ትርጉም /

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕለ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕለ መስታውት ናይ ማዕፆ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ማዕፆ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ፤

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ዘገልገሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 7, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 7, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣገልግሎት ቤት ፅሕፈት እታ ወረደ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ፅሬት፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን፡ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፡ ንኣቅሑት ሕትመትን ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 13, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: Atsbi
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 13, 2017 5:30 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅረሺ ፡ መሳርሒ ፅሬት 2000 ቅረሺ ፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን 5000 ቅርሺ፡ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን 4000 ቅርሺ፡ ንኣቀሑት ሕትመትን 2000 ቅርሺ ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን 4000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንአገልግሎትእቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ምድብ ሐደ ናይ ጀነሬተር መላዋጢ ኣቅሑት ምድብ ክልት ናይ ባነር ሕትመት ዓመታዊ አገልግሎት ብጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 20, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 20, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቅራብ ዝተፈላላለያ ዓይነት ሞዴል ንዝለዎን ሞተር ሳይክላት ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ጋራጅ ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ከቅርበ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 15, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: ጉሎመከዳ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 15, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond: ንናይ መከይን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 10000 ቅርሺ / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ፡ ንናይ ሞተር ሳይክልግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 5000 ቅርሺ / ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ /
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/