ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዎ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 30, 2016 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 30, 2016 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/

ኣብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ እታ ከተማ ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ፈለሲ ተክሊ : ናይ ሆማክስ ጀነሪተርን ንብረትን : ናይ ፋርጎ ማሽን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሰነ 6, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሰነ 6, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 15000 : ፈለሲ ተክሊ 15000 : ናይ ኣቅሑት ጀነሪተርን 5000 : ናይ ፋርጎ ማሽን 5000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ማይ ረቶን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 29, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መሓዙት ዕቋርን ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸር/ ኤለትሮኒክስን ዕሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሰነ 7, 2016 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 7, 2016 9:30 Morning
  • Bid Bond: ንፈርንቸርን ኤለትሮኒክስን ንሕድሕዶም ብር 15,500.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 2,000.00
  • Bid Document Price: ንኤለትሮኒክስን ፈርንቸርን ንሕድሕዶም ብር 200.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይን ንቤት ፅሕፈት ነባር ዓቐሚ ልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ጉንበት 25, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 28, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 28, 2016 2:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ቶይታ ኣባዱላ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰንበት ጉንበት 25, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 28, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 28, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጉንበት 29, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዋና ቤት መዛገጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕሉ ላፕቶፕ ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍዕም ንደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሰነ 7, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 7, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የሊዝ ማሽን ሽያጭ የጨረታ ማስታወቂያ

  • Posted Date: ቀዳሜ ግንቦት 24, 2016 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሰኔ 12, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰኔ 12, 2016 5:00 Morning
  • Bid Bond: 900,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/ ካልኦት ዝሽወጡ/