ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት መዘጋጃቤት ከተማ መቐለ ናይ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፕሮፎርማ / ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 29, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 29, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትራንስ ኢትዮዽያ ሃ/የ/የግ/ማሕበር መቐለ በሚገኘው ዋና ቢሮ ቤት በተለያዩ ቦታዎች የደህንነት ካሜራ (Security Camera) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ገዝቶ ለማስገጠም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ሚያዝያ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ግንቦት 12, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ግንቦት 12, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ4-01278 ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 24, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 24, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ እንቋቁሖ ግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 27, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 27, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ ደርሆ ምርባሕ ናውትን ጨቓውቲ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 27, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 28, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ባትሪ ካልኦት ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት ኤሎትሮኒክስን መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 24, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 25, 2017 10:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 25, 2017 11:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ ሓለዋ/ዋርድያ/ ደንቢ ክዳንን ጫማን ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 29, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 30, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/