ኤጀንሲ ንግድን ሰደድ ንክልል ትግራይ ናይ ሞተር ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 11:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ -18, 1745 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ማሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈቱ ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ማለት እውን ናይ ኣባልነት ነጋዶ መለለዪ መንነት ንምስራሕ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ቀዳም ታሕሳስ 26, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ታሕሳስ 26, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጎማን ባትሪ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 09:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፒፒሲ ሲሚንቶ፣ሓሸዋን ጃህያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 04:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪኒክስ አቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ንመራብሒ ፈተናታት ዘገልግል SF5030 ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓሕፈሮም ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዩን: ናይ እንስሳ መድሓኒት : ንእሱራት ቀለብ ዝዉዕል ብስኩት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣሕፈሮም
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: ንጋብዩን 3000 ቅርሺ :ንመድሓኒት 10000 ቅርሺ :ንብስኩት 10000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ነቲ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ሕክምና : መድሓኒትን :መሳርሒ ህንፃን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ዘርኢ ኣሕምልትን : ፀረ በልዕን : ኣቅሑት ማይ ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 04:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/