ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መዳሓኒት መሳረሒ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ናይ ፅሬት መሳረሒ ግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2018 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን : ባትሪን ተሸከርክርትን : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ : ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ናዕዴር ዓዴት
  • Bid Opening Date: ሕዳር 18, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንመሳርሒ ፅሕፈት 25000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ : ናይ ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : ንእስሳት መድሓኒትን ናዉቲን ህክምናን 1500 ቅርሺ : ንጎማን ባትሪን ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : መቀያየሪ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 2500 ቅርሺ : ንናይ ስፖርት ኣቅሑት 500 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ስፖርት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ: ህንፃ መስርሕን : ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 19, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ወረዳ ብዘት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ DRIP ካብ ሸራሮ ናብ ዓዲ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 200,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ንቮከሽናል ትምህርቲ ኮምፒተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ICT ናውቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 8, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካል ማእኸልኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 10, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 10, 2018 3:00 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፤ ሞተር ሳይክል ሰፔር ፤መኪና ሰፔር ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/