Mums for Mums Invitation to qualified bidders for the supply of Constriction and Maintenance Works

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 17th, July 2025 12:00 pm ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 21st, July 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 21st of July 2025 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 250,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ General Service Provision/ House & Building Construction/ Electrical Installation & Maintenance/ Furniture, Door and Windows Maintenance/

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ፍራንስ ኤክስፐርት ንናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምግቢን ናይ ፐርሰናል ኣይተምን ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 18, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 18, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ወዛም ዓለባ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዕዳጋ ዓዲ ሓቂ ንንይ ሓባር ዘበናዊ ማእኸል ዕዳጋ ንምስራሕ ካብ ሚያዝያ/2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ/2017ዓ/ም ሕጋዊ ኦዲት ክትገብር ስለዝደለየት

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 15, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 15, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 18, 2017 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 18, 2017 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ብትን ጨርቂ ብጣቓ ንሰራሕተኛታት ክዳን /Uniform/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 18, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 18, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክከተማ ሰሜን፣ ፍሉይ ሽሙ ስውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ቦታ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 23, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 23, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,00000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

Mekelle Chamber of Commerce and Sectorial Associations (MCCSA) want to purchase electrical motorbickes on tender bases.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 16th, July 2025 12:00 pm ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 21st, July 2025 10:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 21st of July 2025 11:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Motorcycles Purchase/

ዳሸን ባንከ አ.ማ በአዋጅ ቁጥር 97/90 በተሰጠው ሥልጣን መሠረት መኖሪያ ቤት ባሉበት ሁኔታ በሐራጅ ይሸጣል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ሐምሌ 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሐምሌ 14, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሐምሌ 14, 2017 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 11, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 11, 2017 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ዝተፈላለዩ ንቀለብ እንስሳ ዝውዕል ፍሩስካ ናይ ኒሁግ ፋጉለን ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደለ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 14, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 14, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /