ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ MDG ዝተረከበ በጀት ኣብ ዝተፈላለየ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም 19 ናይ ሓባር ዒላታት ኣብ ክልተ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ ቀጥሎ የተገለጹትን እቃዎች 1የእቃዎች አቅርቦት ግዥ ከህጋዊ ነጋዲዎች በጨረታ አወዳደር ለመግዛት እና ለማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ ታኅሣሥ 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ ቀጥሎ የተገለጹትን እቃዎች የኮንስተራክሽን ስራዎች ከህጋዊ ነጋዲዎች በጨረታ አወዳደር ለመግዛት እና ለማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ ታኅሣሥ 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥር 1, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ጥር 1, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኩሓ ሆስፒታል ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ዝምልክተኩም ናይ ሕተመት ስራሕ መቐረብቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቐረቢኹም

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ደቡብ ብሄር ብሄርሰባችና ህዝቦች ክልል ዝርከብ ኦም ኩራዝ ስኮር ፋብሪካ ፕሮጀክት ንቪዲዩ ቀረፃ አጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ ኣልሚኒየም ስራሕቲ ክስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,300.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/