ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 6, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 4, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 4, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ዘርኢ ኣግራባት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ኬሚካላትን፣ ስራሕቲ ሕትመትን፣ ፈርኒቸርን አወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ማለት እዉን ናይ መኪና እስፔር ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክል እስፔርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 2, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ጥሪ 2, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ናይ ሰራሕተኛ ደምቢ ክዳንን ጫማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 3, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 3, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 8,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ሳይክል፣ ጄነረተርን ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/