ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣትክልትን ፍረምረን፡ ፃዕዳ ጣፍ ፡ዓይኒ ዓተር ፡ ዝተፀፀየን ዘይተፀፀየን ብርሽን ፡ዘይተፀፀየ ዛላ በርበረ፡ ኣፋዉስን ፡ናዉቲ ሕክምናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የትግራት ክልል ትምህርት ቢሮ ሎት 1 ሞተር ሳይክሎች ሎት 2 የፕላዝማ መለዋወጫ እቃዎች ሎት 3 የፕላዝማ ኔትዎርክ ዝርጋታ ሎት 4 የ 0 ክፍል ተማሪዎች የዉስጥ ክፍል ትም ት ማስተማርያ indoor በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛትና ለመዘርጋት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 30, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ የ2008 ዓም በጀት ዓመት የትምህርት ዘመን አምስተኛ ግልፅ ጨረታ ለመማር ማስተማር የሚያገለግሉ የኤለክትሪክ እቃዎች፡ የኤለክትሮኒክስ፡ ሰሚንቶ ፡የሕክምና እቃዎች ፡የኪችን እቃዎች፡ የላብራቶሪ እቃዎች ፡የኬሚካል እቃዎች ፡መፃሕፍት ፡የንፁህ ዉሃ በቦቴ ማቅረብ ፡የኣርማታና ተያያዥ እቃዎች ፡ላዉንጅ ወይም ካፌ፡ ደንብ ልብስ ፡ጤፍ ማስፈጨት፡ የምግብ ኣቅርቦት የባቄላ ክክ ብቻ፡ የመረጃ ስርዓቶች ኣቅርቦትና ተከላ ፡እንዲሁም የወፍጮ ቤት የማስፈጨት ስራ እና ዳቦ የመጋገሪያ ስራዎች ወደ ዉጭ አዉጥቶ ወይም out source ለማድረግ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ወይም ለማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ኅዳር 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ቅፅቤት ዴስክቶፕ ኮምፒተሮችና ፕሪንተሮች በቀረበዉ ስፐስፊኬሽን መሰረት በስሩ ላሉት ወረዳዎች አገልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ መሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 23, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 12,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 14, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 14, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብሎት ሓደ ፡ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ መለዋወጢ ናዉቲ ብሎት 2 መቒሉ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዕዳጋ ሓሙስ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2008 2ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መኪና ስፔር፡ ናይ ሕክምና መድሓኒት ፡ሕትመት ፡ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 29, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 30, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/