ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 14, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈተ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ታባ ወያነ ፅንዓት ክልተ ደብሪ ክፍሊ ብBCን GCን ደረጃ 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረተታ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 14, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 1, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 120,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 120.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

Adishehu Water Supply & Sanitation Project

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 23rd, November 2015 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 22nd, December 2015 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 22nd of December 2015 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብ ጨረታ ንክተወዳደሩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 20, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 20, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ማእከልምርምርሕርሻሑመራ ብናይመደበኛበጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእተዳሓሒዙዝቐረበ ዝርዝርመሰረት ናይ ጨረታሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 28, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 28, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ሞተር 1HZ ሞዴል HZBSOL ZGNSSV ኮስተር መኪና ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሐታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 20, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 20, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ትራንስ ኢትዮጵያ ኃ/የተ/የግ ማህበር በ መቀለ ቅርንጫፍ ዉስጥ ለሚገኙ ኮምፒተሮች ፋክስ ማሽኖች ፎቶ ኮፒዎች የተለያዩ ሰርቨሮችና ተዛመጅ ዕቃዎች ሲበላሹ ሙሉ ጥገና መስጠት የሚችሉ ድርጅቶች በጨረታ አወዳድሮ ለአንድ ዓመት ዉል ማሰር ይፈልጋልስለሆነም ከዚህ በታች የተዘረዘሩት መስፈርቶች በማሟላት በጨረታው እድትሳተፉ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 24, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 24, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣትክልትን ፍረምረን፡ ፃዕዳ ጣፍ ፡ዓይኒ ዓተር ፡ ዝተፀፀየን ዘይተፀፀየን ብርሽን ፡ዘይተፀፀየ ዛላ በርበረ፡ ኣፋዉስን ፡ናዉቲ ሕክምናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የትግራት ክልል ትምህርት ቢሮ ሎት 1 ሞተር ሳይክሎች ሎት 2 የፕላዝማ መለዋወጫ እቃዎች ሎት 3 የፕላዝማ ኔትዎርክ ዝርጋታ ሎት 4 የ 0 ክፍል ተማሪዎች የዉስጥ ክፍል ትም ት ማስተማርያ indoor በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛትና ለመዘርጋት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ኅዳር 11, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 30, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 30, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ የ2008 ዓም በጀት ዓመት የትምህርት ዘመን አምስተኛ ግልፅ ጨረታ ለመማር ማስተማር የሚያገለግሉ የኤለክትሪክ እቃዎች፡ የኤለክትሮኒክስ፡ ሰሚንቶ ፡የሕክምና እቃዎች ፡የኪችን እቃዎች፡ የላብራቶሪ እቃዎች ፡የኬሚካል እቃዎች ፡መፃሕፍት ፡የንፁህ ዉሃ በቦቴ ማቅረብ ፡የኣርማታና ተያያዥ እቃዎች ፡ላዉንጅ ወይም ካፌ፡ ደንብ ልብስ ፡ጤፍ ማስፈጨት፡ የምግብ ኣቅርቦት የባቄላ ክክ ብቻ፡ የመረጃ ስርዓቶች ኣቅርቦትና ተከላ ፡እንዲሁም የወፍጮ ቤት የማስፈጨት ስራ እና ዳቦ የመጋገሪያ ስራዎች ወደ ዉጭ አዉጥቶ ወይም out source ለማድረግ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ወይም ለማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ኅዳር 11, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 24, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 24, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/