ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድን ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 4, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 4, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2010 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 8,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣብ ሮማናት አደባባይን መቀለ ጥዕና ጣብያን ናይ ትራፊክ መብራህቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 15, 2010 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ከተማ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ ናይ ደገ መብራህቲ ወይድማ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2010 3:58 Morning (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: መጋቢት 27, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 8,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ነዞም ዝስዕቡ ዓይነታት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ህንፃ : መላወወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ማሽን : ናይ ኣዉቶ ዉይም መኪና መለዋወጢ ኣቅሒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: መጋቢት 27, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 28, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 28, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ናዉቲ ቤት ዕዩን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 3, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንዝፈራት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዮ አቁሑት ብስሩዕ ብናይ ULDPን ቤት መዘጋጃ አታዊን በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 26, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 26, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for the of construction of RPS(civil work construction, supply and installation of pipes and fittings and electromechanical equipments) for Asgede Tsimbla woreda(Kisad Gaba project)

  • Posted Date: Friday 23rd, March 2018 11:17 am (over 8 years ago)
  • Closing Date: Friday 20th, April 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 20th of April 2018 9:30 am
  • Bid Bond: 265,000.00
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category Water Works Construction/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤለክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater rewinding/Armature rewinding) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2010 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 28, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/