ፋይናንስን ወቤት ፅሕፈት ትልምን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ናይ ዝተፋላለዩ ኣቁሑት ማለት እዉን ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 11, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መስከረም 16, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ሶኒ መስከረም 16, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ፅገና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ፈርኒቸር ጎማ ካላማደሪያን ባትርን ሞተር ሳይክልን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 11, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መስከረም 30, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መስከረም 30, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፖርቲክልቦርድ ኣብ ወረዳ እንደሞከኒ ጣብያ ስምረት ግራ ግደይን ማይ ፀሎትን ኣብ ዘሎ ሳይታትና መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካተርፒላር ዝዓይነታ ክካረ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዱስትሪ አማ መቐለ ፋብሪካ ለፋብሪካዉ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ ዓይነት የፅዳት መሳሪያዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንህፃናት ናይ ዉሽጢ ክፍሊ መምሀሪ ናዉቲ ወይ ድማ ኢንዶር ማተሪያል: ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ቤተ ንባብ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበርን ዝተፈላለዩ አቁሑት ቢሮን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዴስክቶ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 9, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡መለዋወጢ መኪና አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 9, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዘለዎ መካይን ዝፅግነሉ ጋራጅ ከምዉን ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 9, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/