The Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites sealed bids from eligible bidders for the procurement of Civil Work Construction, Supply& Installation of Pipes, Fittings & Electro -mechanical Equipment's for Tahtay Ziban project

  • Posted Date: Tuesday 30th, October 2018 12:00 am (over 7 years ago)
  • Closing Date: Friday 28th, December 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 28th of December 2018 9:10 am
  • Bid Bond: 250,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category House & Building Construction/ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፖሊ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት 1 ናይ ጽሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬትን ኣይሲቲ ኣቅሑ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሕታት፣ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባህር ትራንስፖርት ሎጀስቲክስ ኣገልግሎት ድርጅት የመቐለ ወደብ ና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤታችን ለ2011 በጀት ዓመት ከተያዘልን ኤሌክትሮኒክስ የቢሮ መገልገያ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ማክሰኞ ጥቅምት 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 4, 2011 7:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 4, 2011 8:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣መኪና ስፔር ኣቅሑት: ኮምፒተርና ኮምፒተር ተንከፍ ኣቅሑት : ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክላት : መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት፣ ሜድካል ሳፕላይ፣ሪኤጀንትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 3, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 3, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ መእሰሪ ፕላስቲክ ሽዎ ፣ ብትን ፕላስቲክ፣ ትርሽዋ፣ በርሚልን ጣውላን ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 30, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 1, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ኣቁሑት ቢሮ፣ ዕጥቂ ስፖርትን ፣ናውቲ ሕትመትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።በዚ መሰረት ነዞም ስዒቦም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

Tigray National State Water Resource Bureau invites sealed bids from qualified eligible bidders for the Procurement of community ponds located at Central Zone Tanqua Abergel woreda.

  • Posted Date: Thursday 25th, October 2018 7:00 pm (over 7 years ago)
  • Closing Date: Friday 23rd, November 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 23rd of November 2018 9:30 am
  • Bid Bond: 160,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Water Works Construction/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ንዘለዉ ሰራሕትኛታት ደምቢ ክዳን (የኒፎርም) ከስፍየሎም ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 26, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 26, 2011 8:20 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የምግብ ጥሬ እቃዎች እና አትክልቶች፣ የጽህፈት መሳሪያ እቃዎች፣ ደምብ ልብስ፣ ቋሚ የቢሮ እቃዎች፣ የጽዳት እቃዎች፣ የወረቀት ህትመት ውጤቶች፣ የቧንቧና የህንፃ መሳሪያዎች፣ የኤሌክትሪክ እቃዎች፣ የመኪና እና የወፍጮ መለዋወጫ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት እና ለማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምት 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 7, 2011 1:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ኅዳር 7, 2011 1:00 Afternoon
  • Bid Bond: ሎት መሰረት ያደረገ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/