ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ: ኣቅሑት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ብሉኬትን ጡብን : እምኒን : ሐሸዋን : ፀፀር : ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 03:30 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 04:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ዝተፈላለዩ ሕትመታትን : መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከሕትምን ይደሊ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መስከረም 2, 2011 08:45 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መስከረም 2, 2011 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ንከተማ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

እንዳ መኮኒ ዕዳጋ ማእከል ኣ.ማ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ንዘስረሖ ዘሎ ዘመናዊ ህንፃ ዕደጋ ማእከል ግልሎት ዝዉዕል ናይ በሪን መስኮትን ማዕፆ ከስርሕ ሰለ ዝደለየ ንዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ በርታት ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደልይ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 05:00 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቆም ኣ/ማ 2010 ዓም የድርጅቱን ሒሳብ በጨረታ አወዳድሮ ኦዲት ለማስደረግ ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ነሐሴ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኣርብ መስከረም 4, 2011 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኣርብ መስከረም 4, 2011 03:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት : ሎት ሰለሰተ ፅሬት አቁሑት: ሎት ኣርባዓተ ሕትመት: ሎት ሓሙሽተ ስፖርት ዕጥቂ : ሎት ሽድሽተ ናይ መካይን ስፔር ጎማን :ሎት ሸዉዓተ ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

የመቐለ ዉሃ አገልግሎት ጽ/ቤት ለ2011 ዓ/ም ዓመት የሚገለግል ለመግዛት ሰለሚፈልግ በግልፅ ጨረታ ለመሳተፍ ለምትፈልጉ ተጫራቾች ጥሪዉን ያቀርባል

  • Posted Date: ሮብ ነሐሴ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ቀዳሜ መስከረም 12, 2011 09:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳሜ መስከረም 12, 2011 09:30 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢማጅን ዋን ዴይ ኢንተርናሽናል ኦርጋናይዜሽን /Imagine 1day/ በትግራይ ክልል በእንዳመኮኒ : ኣሕፈሮም መረብ ለከ ወረዳዎች ላሉ ትምህርት ቤቶች ከ 13000 በላይ የጥግ ንባብና የቤት ንባብ መፃሕፍት በጨረታ አወዳድሮ ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ነሐሴ 23, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኣርብ ነሐሴ 25, 2010 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኣርብ ነሐሴ 25, 2010 08:01 Afternoon
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

The Government of regional state of Tigray water resource bureau invites for the construction of Civil Works Construction, Supply and Installation of Pipes & fittings

  • Posted Date: Saturday 25th, August 2018 12:00 am (over 7 years ago)
  • Closing Date: Thursday 20th, September 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 20th of September 2018 9:10 am
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማሓድነትኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመትን ትካል ናይ ግሪነሪስራሕቲ :ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈትመሳርሒ : ፅሬትኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ነሓሰ 21, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጳጉሜን 1, 2010 11:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 03:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/