ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 30, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 30, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኢግዚቭሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዚቭሽንን ባዛርን ምብርባር ስራሕ ናይ ሚኒባስ መኪናን ምስ ጀነሬተሩ፣ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 30, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 1, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ዝርከቡ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት እክሊ ፤ ዝ/ዩ ዓይነታት ፀብሕን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፤

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2011 4:30 Morning (closed)
  • Location: ራያ አላማጣ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 2, 2011 5:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝ/ዩ መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቅብኣትን ጀነሬተርን ተሽከርከርትን ከምኡውን ናይ መካይን ኮንፈርትን ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 9, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 9, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መጋረጃን ምንፃፍን/

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ንቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሬት ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 11, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 11, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ንቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 11, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 11, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለማስተማርያ ኣገልግሎት የሚውሉ ዋይት ቦርድ፣ ለጋዎን የሚሆን ነጭ ጨርቅ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 6, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 7, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ ቢሮ ኣቅሑት/ Office Furniture/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 9, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 10, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኤክስካቫተር ክራይ /Excavator rent/ ንምክራይ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 8, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 9, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/