ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2011 3:31 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ዝርከብ ናይ ማሕበርና መንበሪ ህንፃ ፕሮጀክት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ን ኮንስትራክሽን ትካላት/ ኮንትራክተራት/ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብህንፃ ኮንስትራክሽን /Building Constriction/ ደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2011 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና በጀት መሰረት ብምግባር ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕታት፣ ኤሌክትሮኒክስ/ ማሽነሪታት/ ዝዉዕሉ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 2, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ ማሕበር ኣብ ውሽጢ ፋብሪካ ግቢ ናይ ተፋሰስ ስራሕ ዘድሊ ማተሪያል ብትካልና ከቅርብ ኮይኑ ዝርዝር ስራሕ ከምዝስዕብ ይከውን፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2011 ዓ/ም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ዝኮኑ ፃዕዳ ጣፍ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 27, 2011 3:45 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2011 ዓ/ም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 27, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/