ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 3, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ህ.ወ.ሓ.ት ኣብ 2011 በጀት ዓመት 3ይ ዙር ዕደጋ ናይ ኣዳራሽ ወንበርን ካልኦት ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 2, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢምድቡ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: በቢምድቡ ዝተፈላለየ
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ንናይ 2011 ዓ /ም በጀት ላፕቶፕ ዲስክቶፕ ኮምፒዩተር ፍሪጅን ሩፈሩፍን መደርደሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 2, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 02 መስፋሕፍሒ ሓዱሽ ፕሮጀክት ስራሕቲ ውሽጢ ንውሽጢ ህንፀት መንገዲ ንምስላጥ ብብርኪ GC2 RC2 ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 7, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 7, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ድርጅታችን ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ/የተ/የግ/ማህበር ከሚያመርታቸው ምርቶች የተወሰነ የጥራት ጉድለት ያለባቸው ምርቶች ማለትም ላሜራዎች፣ ኤልቲዜድ፣ ኣራት ማእዝን ትቦዎችና ክብ ትቦዎች በ ደረጃ በጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሰኞ መጋቢት 16, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 28, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ቅርንጫፍ ኣዲስ ጎማ ከነ ከለማደሪያዉ በቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት በስሩ ላሉት የደቡባዊ ዞን ወረዳዎች አገልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሰኞ መጋቢት 16, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 24, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 24, 2011 10:00 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/