ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ካብ ስሩዕ በጀትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 19, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 19, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃበት ትርከብ መኪና ኮድ 4 01166 ንፅገና ዝውዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 16, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 16, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ውሽጢ ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 7, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 8, 2011 11:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል መካይን መቀያሪ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 7, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 8, 2011 11:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 7, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 7, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ውሽጢ ንዝርከባ ኮምፒተራት ፕሪንተርን መቀያየሪ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 7, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 8, 2011 11:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZJ 80L ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 5, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 5, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መኪና ሞዴል HZB 50 ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 5, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 5, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/