⚡ AI Quick Summary
* በዓል መዚ ልምዓት እቶት ኮምፕዩተር፣ ኢንተርኔት ካርድን ናይ ፕሪንተር ድራምን ብፕሮፎርማ ገዚኡ ክወዳደር ንዝደሊ መቕረብቲ ይዕድም።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬትን ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ይግባእ።
* መወዳደሪ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/01/2019 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 15/01/2019 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዓዲ ሓቂ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት 3ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 5 ክቕረብ ኣለዎ።
* ዝሰዓረ ትካል እቲ ዝተደለየ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝግደድ ኮይኑ፣ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን በዓል መዝን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ያገልግሎ።

ዕለት 12/01/2019
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 01
ናይ ኤሌክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትርኒክስኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩንዕድም
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/01/2018 ክሳብ ዕለት 15/01/2019 ዓ/ም 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2 ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ
ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Computer Model 790 | ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 2 | Internet work Inter Pace Card (INIC) | ናይ ኮምፕዩተር | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 3 | ናይ ፕሬተር Unit Brother | Drum UNIT (HL 200DW) | ብቁፅሪ | 02 |
ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875