በትግራይ ክልል ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* በዓል መዚ ልምዓት እቶት ኮምፕዩተር፣ ኢንተርኔት ካርድን ናይ ፕሪንተር ድራምን ብፕሮፎርማ ገዚኡ ክወዳደር ንዝደሊ መቕረብቲ ይዕድም።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬትን ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ይግባእ።
* መወዳደሪ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/01/2019 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 15/01/2019 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዓዲ ሓቂ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት 3ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 5 ክቕረብ ኣለዎ።
* ዝሰዓረ ትካል እቲ ዝተደለየ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝግደድ ኮይኑ፣ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን በዓል መዝን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ያገልግሎ።

ዕለት 12/01/2019

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 01

ናይ ኤሌክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትርኒክስኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ
ንዕድም
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/01/2018 ክሳብ ዕለት 15/01/2019 ዓ/ም 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2 ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ
ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1Computer Model 790ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ01
2Internet work Inter Pace Card (INIC)ናይ ኮምፕዩተርብቁፅሪ02
3ናይ ፕሬተር Unit BrotherDrum UNIT (HL  200DW)ብቁፅሪ 02

 ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875