Wukro Water Supply Services Office

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ጠቅላላ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ። ነዚ ዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ -

1. ናይ ዘገልገሉ ንብረት ብጠቅላላ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ንብረት ጠቅላላ መሸጢ ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 500 (ሓሙሽተ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 10,000(ዓሰርተ ሽሕ)ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

2. ሰነድ ካብ ቁፅሪ ዓሰርተ እናገዝአ ምውሳድ ይክኣል

3. ካብ ዕለት 02/10/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 10/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ሰነድ ዝሽወጥ ኮይኑ ዝዕሸገሉ ዕለት 10/10/2018 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ጭረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 10/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ ንገልፅ

4. ተወዳደርቲ ጭረታ ምስ ተከፈተ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ናይ ቅሬታ መቅረቢ መዓልቲ ይኸውን ። ድሕሪ ቅሬታ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይ ውዕሊ ምእሳር ይኸውን ። ብተወሳኺ ናይ ዝስዓርዎ ንብረት ዋጋ 10% ብሲፕኦ ሒዝም ምስ ቀረቡ ውዕሊ ይኣስሩ።

5. ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ ክወስድ ዝክእልን ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ወፃኢ ክወስድ ዝክእል

6. ኩሎም ዓይነታት ንብረት 20% ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰልና ሕሉው ኮይኑ ቤት ፅሕፈት ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጭረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው ይኸውን ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914161391 ወይ 0964534336 ወይ 0914096625

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒመብርሂ
1ዘገልገለ ፍላንጅድ ጌትቫልቭ 2-4 ኢንችብኩንታል03ብግምት
2ዘገልገለ ኮፐር ጌትቫልቭ 11/2-21/2 ኢንችብኪሎ12ብግምት
3ዘገልገለ ትቦ ሓፂን ቁርፅራፅ 2-4 ኢንችብኩንታል30ብግምት
4ዘገልገለ ቁርፅራፅ ትቦ ፕላስቲክ 1ኢንች 2 ኢንች 3 ኢንችብኩንታል40ብግምት
5ዘገልገለ ቆፀሪቲ ካብ 2-6 ኢንችብኩንታል05ብግምት
6ዘገልገለ ቆፀርቲ 2-1ኢንችኩንታል10ብግምት
7ዘገልገለ ኮፐር ቼክቫልቭ 2,3 ኢንችብኪሎ08ብግምት
8ዘገልገለ ናይትቦ ጎማ መገጣጠሚ ስብርባርኩንታል03ብግምት
9ዘገልገለ ቁሪፅራፅ ሓፂን መፂንብኩንታል02ብግምት
10ዘገልገለ ሞርሳ -2 ኢንችብቁዕሪ03
11ዘገልገለ ጅራ ትቦ 12ብቁፅሪ03
12ዘገልገለ ጅራ ትቦ 14ብቁፅሪ01
13ዘገልገለ ጅራ ትቦ 18ብቁፅሪ01
14ፕሪንተር ለጀር ጀት 26Aብቁፅሪ01ዘይስርሕ
15ፕሪንተር ለጀር ጀት 80Aብቁፅሪ03ዘይስርሕ
16ፕሪንተር 49 Aብቁፅሪ01ዘይስርሕ
17UPSብቁፅሪ03ዘይስርሕ
18ኮምፒተር ሲስተም ዲስኪቶፕ(ሞንተር)ብቁፅሪ02ዘይስርሕ
19ስስተም ዩኒት(Cpu)ብቁፅሪ03ዘይስረሕ
20ዘገልገለ ናይ ፕሪንተር ቀለም ቶነርብቁፅሪ35
21ዝተሳባበረ ዘገልገለ ናይ ፕርንተር ቀለም ቶነርብቁፅሪ18
22ዘገልገለ ናይ ቀለም ቶነር(ከለር ፕሪንተር)ብቁፅሪ08
23ዘገልገለ ናይ ሞተር ሳይክል ጎማብቁፅሪ04
24ዘገልገለ ሳይንትፊክ ኳልኩሌተር 25ብቁፅሪ14
25ዘገልገለ ሊድ ናይ ድርዊንግ መስርሒብዕሽግ03
26ዘገልገለ ናይ ሲኖ መኪና ጎማብቁፅሪ05
27ዘገልገለ ናይ ቶይታ መኪና ጎማብቁፅሪ04
28ዝተበለሸወ ናይ ፓምፕ ሻፍትብቁፅሪ04
29ዘገልገለ ናይ ሳይክል ጎማብቁፅሪ54
30ዝገልገለ ናይ ሳይክል ካላመደሪያብቁፅሪ26
31ዘገልገለ ናይ ሳይክል ሴላ መቐመጢብቁፅሪ17
32ዘገልገለ ናይ ሳይክል ፎርቼላብቁፅሪ11
33ዘገልገለ ናይ ሳይክል መጋዝብቁፅሪ17
34ዘገልገለ ናይ ሳይክል ስካቶብቁፅሪ19
35ዘገልገለ ናይ ሳይክል ባራፋንጎብቁፅሪ7
36ዘገልገለ ናይ ሳይክል ፔዳልብቁፅሪ17
37ዘገልገለ ናይ ሳይክል ሞሶብቁፅሪ23
38ዘገልገለ ናይ ሳይክል ቸርክዮብቁፅሪ04
39ዘገልገለ ሰኒ መውፅኢ 1/2 ኢንችብቁፅሪ13
40ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 3/4 ኢንችብቁፅሪ02
41ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 1 ኢንችብቁፅሪ01
42ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 1/2 ኢንችብቁፅሪ01
43ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 2 ኢንችብቁፅሪ02