ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ጠቅላላ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ። ነዚ ዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ -
1. ናይ ዘገልገሉ ንብረት ብጠቅላላ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ንብረት ጠቅላላ መሸጢ ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 500 (ሓሙሽተ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 10,000(ዓሰርተ ሽሕ)ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
2. ሰነድ ካብ ቁፅሪ ዓሰርተ እናገዝአ ምውሳድ ይክኣል
3. ካብ ዕለት 02/10/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 10/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ሰነድ ዝሽወጥ ኮይኑ ዝዕሸገሉ ዕለት 10/10/2018 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ጭረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 10/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ ንገልፅ
4. ተወዳደርቲ ጭረታ ምስ ተከፈተ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ናይ ቅሬታ መቅረቢ መዓልቲ ይኸውን ። ድሕሪ ቅሬታ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይ ውዕሊ ምእሳር ይኸውን ። ብተወሳኺ ናይ ዝስዓርዎ ንብረት ዋጋ 10% ብሲፕኦ ሒዝም ምስ ቀረቡ ውዕሊ ይኣስሩ።
5. ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ ክወስድ ዝክእልን ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ወፃኢ ክወስድ ዝክእል
6. ኩሎም ዓይነታት ንብረት 20% ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰልና ሕሉው ኮይኑ ቤት ፅሕፈት ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጭረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው ይኸውን ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914161391 ወይ 0964534336 ወይ 0914096625
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ዘገልገለ ፍላንጅድ ጌትቫልቭ 2-4 ኢንች | ብኩንታል | 03 | ብግምት |
| 2 | ዘገልገለ ኮፐር ጌትቫልቭ 11/2-21/2 ኢንች | ብኪሎ | 12 | ብግምት |
| 3 | ዘገልገለ ትቦ ሓፂን ቁርፅራፅ 2-4 ኢንች | ብኩንታል | 30 | ብግምት |
| 4 | ዘገልገለ ቁርፅራፅ ትቦ ፕላስቲክ 1ኢንች 2 ኢንች 3 ኢንች | ብኩንታል | 40 | ብግምት |
| 5 | ዘገልገለ ቆፀሪቲ ካብ 2-6 ኢንች | ብኩንታል | 05 | ብግምት |
| 6 | ዘገልገለ ቆፀርቲ 2-1ኢንች | ኩንታል | 10 | ብግምት |
| 7 | ዘገልገለ ኮፐር ቼክቫልቭ 2,3 ኢንች | ብኪሎ | 08 | ብግምት |
| 8 | ዘገልገለ ናይትቦ ጎማ መገጣጠሚ ስብርባር | ኩንታል | 03 | ብግምት |
| 9 | ዘገልገለ ቁሪፅራፅ ሓፂን መፂን | ብኩንታል | 02 | ብግምት |
| 10 | ዘገልገለ ሞርሳ -2 ኢንች | ብቁዕሪ | 03 | |
| 11 | ዘገልገለ ጅራ ትቦ 12 | ብቁፅሪ | 03 | |
| 12 | ዘገልገለ ጅራ ትቦ 14 | ብቁፅሪ | 01 | |
| 13 | ዘገልገለ ጅራ ትቦ 18 | ብቁፅሪ | 01 | |
| 14 | ፕሪንተር ለጀር ጀት 26A | ብቁፅሪ | 01 | ዘይስርሕ |
| 15 | ፕሪንተር ለጀር ጀት 80A | ብቁፅሪ | 03 | ዘይስርሕ |
| 16 | ፕሪንተር 49 A | ብቁፅሪ | 01 | ዘይስርሕ |
| 17 | UPS | ብቁፅሪ | 03 | ዘይስርሕ |
| 18 | ኮምፒተር ሲስተም ዲስኪቶፕ(ሞንተር) | ብቁፅሪ | 02 | ዘይስርሕ |
| 19 | ስስተም ዩኒት(Cpu) | ብቁፅሪ | 03 | ዘይስረሕ |
| 20 | ዘገልገለ ናይ ፕሪንተር ቀለም ቶነር | ብቁፅሪ | 35 | |
| 21 | ዝተሳባበረ ዘገልገለ ናይ ፕርንተር ቀለም ቶነር | ብቁፅሪ | 18 | |
| 22 | ዘገልገለ ናይ ቀለም ቶነር(ከለር ፕሪንተር) | ብቁፅሪ | 08 | |
| 23 | ዘገልገለ ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ | ብቁፅሪ | 04 | |
| 24 | ዘገልገለ ሳይንትፊክ ኳልኩሌተር 25 | ብቁፅሪ | 14 | |
| 25 | ዘገልገለ ሊድ ናይ ድርዊንግ መስርሒ | ብዕሽግ | 03 | |
| 26 | ዘገልገለ ናይ ሲኖ መኪና ጎማ | ብቁፅሪ | 05 | |
| 27 | ዘገልገለ ናይ ቶይታ መኪና ጎማ | ብቁፅሪ | 04 | |
| 28 | ዝተበለሸወ ናይ ፓምፕ ሻፍት | ብቁፅሪ | 04 | |
| 29 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ጎማ | ብቁፅሪ | 54 | |
| 30 | ዝገልገለ ናይ ሳይክል ካላመደሪያ | ብቁፅሪ | 26 | |
| 31 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ሴላ መቐመጢ | ብቁፅሪ | 17 | |
| 32 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ፎርቼላ | ብቁፅሪ | 11 | |
| 33 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል መጋዝ | ብቁፅሪ | 17 | |
| 34 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ስካቶ | ብቁፅሪ | 19 | |
| 35 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ባራፋንጎ | ብቁፅሪ | 7 | |
| 36 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ፔዳል | ብቁፅሪ | 17 | |
| 37 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ሞሶ | ብቁፅሪ | 23 | |
| 38 | ዘገልገለ ናይ ሳይክል ቸርክዮ | ብቁፅሪ | 04 | |
| 39 | ዘገልገለ ሰኒ መውፅኢ 1/2 ኢንች | ብቁፅሪ | 13 | |
| 40 | ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 3/4 ኢንች | ብቁፅሪ | 02 | |
| 41 | ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 1 ኢንች | ብቁፅሪ | 01 | |
| 42 | ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 1/2 ኢንች | ብቁፅሪ | 01 | |
| 43 | ዘገልገለሰኒ መውፅኢ 2 ኢንች | ብቁፅሪ | 02 |