ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 5, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 5, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ፣ መፃሕፈቲ ቤተ ንባብ፣ ቁዋሚ ንብረት፣ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የመቐለ ውሃ አገልግሎት ጽ/ቤት ለ2012 ዓ/ም በጀት ዓመት የሚያገለግል የተለያየ መጠን ያላቸው ኤች ዲ ፒትቦ እና መገጣጠሚያው ግዢ አወዳድሮ በግልጽ ጨረታ ለመግዛት ስለፈለገ በጨረታው መሳተፍ ለምትፈልጉተጫራቾች ጥሪውን ያቀርባል፡፡ Bids closing date በ 15ኛው ቀን 4፡00 ሰዓት

  • Posted Date: ሮብ መጋቢት 2, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 16, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 130,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንደርታ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ናዉቲ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ፣ ናይ ቢሮ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 16, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣጎልግሎት ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝዉዕላ ጀነሬተራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኮሌጅ ትምህርቲ መመህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2012ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ማሽን፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፍርጅ ፣ ስፒከራት ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቴሌቪዥን፣ ኬሚካላት፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን ፣ካልኦትን ኣጨሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ንብረታት ማለት ፣ ላፕቶፕ በዝሒ 5ተ ፣ ቴፕ ሪከርደር በዝሒ 30፣ ቴሊቪዥን 43 ኢንች ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ በዝሒ 3ተ ፣ ዲስክቶፕ ኮምፒተር በዝሒ 10 ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 21, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 21, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/