ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት መዛገጃ ከተማ መቐለ ዝኮና ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ኣቅሑት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ንዝጥቀመላ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2012 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2012 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2012 10:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማእኸል ቤት ህንፀት ሑመራ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣መሽነሪ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ካልኦት ደቀቅቲ ንብረታትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 21, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 21, 2012 5:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2012 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2012 8:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ማሽነሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 21, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 22, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ዴስክቶፕ ኮምፒተራት ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 11, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ናይ ፈለግ ኩለ መዳይ ዩኔን G+0 ህንፃ ቤት ፅሕፈት ንምስራሕ ካብ ደረጃ 7ተ ንላዕሊ ተካናተርቲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣስገለ ፅምብላ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/