ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 18, 2016 9:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 18, 2016 10:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ንብረት ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 22, 2016 8:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 23, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ ሕክምና ናዉቲን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 24, 2016 4:30 Morning (closed)
  • Location: ኣስገለ ፅምብላ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 24, 2016 5:00 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 27, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 27, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምልዓልን ምውዳብን ህዝቢ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንዝተፈላዩ ግልጋሎ ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ቸርክዮን ከምኡ ድማ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡን ንክትወዳደሩ እትደልዩን መቕረብ ክትወዳደሩ ፃውዒቱ ብኣኽብሮት የቕርብ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 23, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 23, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

መቐለ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ናይ ሰብ ምድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ንምዕደግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ሰደቃ ተዘርዚሮም ዘለዎ ኣቅሑት ብምርኣይ ሕጋውያን ነጋደ ንክትወዳደሩ ይዕደም ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 16, 2016 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 16, 2016 8:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረታት ሎት ሐደ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ ሕትመት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ ::

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 20, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 20, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: ተጫረቲ መከበሪ ዝተፈላለየ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ጨረታ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኮዋሽ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑትን ጎማን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 1, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 1, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/