ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 27, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 27, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 27, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 27, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍሊ ዕደጋ ግንባር ሰሜን ምብራቅ ን2016 በጀት ዓመት ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ፅርየቱ ዝሓለወ ቀርቀሮ:ባህርዛፍ:ሚስማርን ቦንዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 30, 2016 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 30, 2016 5:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 250.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ት/በ/ዕ/ፋን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸራት/ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ሰነ 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 27, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: እንትጮ
  • Bid Opening Date: ሰነ 28, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ዝተፈላለየ አዩ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ሲኣርጂ ብዝረከቦ በጀት ንወረዳ ፃዕዳ እምባን ታሕታይ ቆራሮን ንመሰት ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መቃያየሪ ኣቅሑት አፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሰነ 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 5, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 5, 2016 3:15 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 26, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 26, 2016 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መፅሓፍቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 24, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 24, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/