ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕላ ላፕ ቶፓት ( laptops) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ የካቲት 4, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ የካቲት 4, 2016 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በኢትዮጵያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ከERCS WASH ፕሮጀክት በሰሜናዊ ምእራበ ዞን ለሚያከናውነው የተለያዩ እንቅስቃሴዎች የሚያገለግሉ የተለያዩ ንብረቶች ( ቁሳቁሶች) በቀረበው ስፔስፊኬሽን መሰረት በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈለጋል።

  • Posted Date: ኣርብ ጥር 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ኣርብ የካቲት 1, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኣርብ የካቲት 1, 2016 04:10 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ City Mall ፕሮጀክት ናይ ኳዕታ(Excavation and Earth Work) ስራሕቲ ኣጫሪቱ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥሪ 25, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥሪ 25, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንህብረተሰብ አገልግሎት ዝዉዕሉ ማለት አዉን ምቅራብ መድሓኒት : ሕትመት ምሕታምን : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድትን ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 03:45 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ሳምረ ንኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒስክ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 04:30 Morning (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 04:45 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 03:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/