ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 10:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 28, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 29, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ CALM በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 29, 2018 10:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 29, 2018 10:35 Morning
  • Bid Bond: 110,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 16, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 10:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቢሮ መሬትን ማአድን ክልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ጨመመፍአንቀረራል ለቅሓ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብብሮፎርማ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና ስፔር ፓርት 5000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፖም ጎልድ ፍሩትስ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ንስታፍ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝህብ ካፊቴሪያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 22, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 22, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/