ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኩባንያችን መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ኃላ.የተወ.የግል ማህበር (SWE ኢንድስትሪ) ከታች በሰንጠረዡ የተገለፀ የPreengineering Building (PB) ኣካል የሆነ ንብረት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ

  • Posted Date: ሮብ ጥር 6, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ማክሰኞ ጥር 19, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ማክሰኞ ጥር 19, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 200,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 10:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 03:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብር
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 1,500.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኣሕምልትን ዘርእን ፍራምረን ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤ/ዕ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ን ናይ ዘርኢን ሴፍቲ ን ብፕሮፎርማ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎት ይፈላላል
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

Tigray Water and Energy Bureau Invitation for Quotation for Procurement of #201 mobile water quality kit for all program woreda

  • Posted Date: Tuesday 13th, January 2026 12:00 pm (about 1 month ago)
  • Closing Date: Thursday 29th, January 2026 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 29th of January 2026 9:30 am
  • Bid Bond: 45,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 11:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 08:40 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/