ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት መሳርሒ ሕትመት: ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራትን ካልኦት ኤሌክትሮኒክስን ንምዕጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 23, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ንኮፕራ ታርጋ ቁፅሪ ትግ 4-01003 HZ) 105 ኮፕራ መኪና ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 23, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Emahoy Tsega Girmay Foundation (ETGF) is planned to hire external Audit service for the budget year 2023/24GC.

  • Posted Date: Thursday 28th, November 2024 12:00 pm (about 1 year ago)
  • Closing Date: Thursday 05th, December 2024 5:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Accounting Related/ Auditing Related/

ኤጀንሲ ምርግጋዕ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ እስፔር፡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 21, 2017 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 21, 2017 9:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንመቐለ ኢንዳስትሪያል ፓርክ ሓዱሽ መስመር ማይ ዝርገሓ ዝውዕል መገጣጠሚ(ፊቲንግ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 21, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ናይ ሴፍትኔት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕልሉ ናይ ኢ/ማቴሪያል፣ ዉፅኢት ማዕድን፣ ዘርኢፍራምረን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: Atsbi
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2017 5:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ አዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/