ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 5, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 6, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔርን ናሞተር ሳይክልን ኤሌክትሪካል ሳንፖሎ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 6, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 6, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ laP top computer ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 6, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 7, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንኤጀንስና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 7, 2017 9:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 7, 2017 10:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 12, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 13, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመት 2017 መደበኛ በጀት ፅሕፈት መሳርሒ ብከባብያዊ ግልፂ ጨረታ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 13, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 13, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 16, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 16, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት ኣቑሕት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክገዝአ ይደሊ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 5, 2017 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 5, 2017 9:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፕሪንት ኮፒ ስካነር (print copy scan fax wifi(All in one) ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝአ ይደሊ::