ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ እንዳባጎና ናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማና ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክተሮኒክስ መሳርሒታትን : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንዳባ ጉና
  • Bid Opening Date: ሕዳር 18, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንፅሕፈት መሳርሒን 10000 ቅርሺ :ሃለቅትን ቀወምቲን ኣቅሑት 3000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳረሒታት 10000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ : ናይ ሕትመት መሳርሒታት 3000 ቅርሺ : ንስፖርት ዕጥቂ 3000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ቦራቸለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 17, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 17, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 10:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ፎቶ ኮፒን መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ኢንተርኔት ኬብልን ኣክሰሰሪን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNEPA ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Photology ን Lablatory ን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክትረክብ ዝደለየት

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 10, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 10, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኣልምንየም ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 2:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/