የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት ለተለያዩ ፅ/ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ ማጎጎዛ አና ላንድ ፊል ሳይት የማስተዳደር Outsourcing Solid Waste በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::

  • Posted Date: ሮብ ኅዳር 10, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 30, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜ 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ ጀኔረተር አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 15, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት ን2007 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 15, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 9, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፈርኒቸር/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ /ብሪጅስቶን/ 7.50R16Lt ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 8, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ጉልበት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 3, 2007 (over 11 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን/