ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትመሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ንፅርየት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ት /ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ግልጋሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ ማለት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር :ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት :ናይ መኪና መለዋወጢን ኤሌክትሮኒክስ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 3, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ተምቤን
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 5, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን 2008 ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀት ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ባህርዛፍ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 6, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት :ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ንምግዛእን ዘተፈላለዩ ቅጥዕታት መፅሓፍን ንምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ስለዚ ካብ ዕለት 28 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/1/ 2008 ዓም ሰዓት 600 ቅድሚ ሰዓት አብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 20 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ደክሜንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዩ ሳንዱቕ ከተእትዉ ትኽእሉ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 6, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የሰሜንሪጅንኢትዩቴሌኮም መቀሌ ለነባሩ ሕንጻ እና ለሽረ እንዳስላሴ ሾፕ መስኮት በጨረታ አወዳድሮ ሻተር ማስገጠም ስሚፈለጉ በዘረፉ ንግድ ፍቃድ ያላችዉ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 6, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

ኣብ ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 6, 2007 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/