ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆሰፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፃዕዳ ጣፍ መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 3, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 12, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥሪ 12, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንከተማ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 2, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 2, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 11, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 11, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

አብ ወረዳ መደባይ ዛና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 2, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 23, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 23, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 40,000.00
  • Bid Document Price: 250.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 12, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 12, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 10.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/