ትራንስ ኢትዮጵያ ኃ/የተ/የግ ማህበር ባዘጋጀው ስፔስፊኬሽን መስረት የተለያዩ የአትሌቲክስ የስፖርት ትጥቆች እና ተዛማጅ ዕቃዎች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል::ስለሆነም ከዚህ በታች የተዘረዘሩት መስፈርቶች በማሟላት በጨረታው እድትሳተፉ ይጋብዛል:

  • Posted Date: ሮብ ኅዳር 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ከም ናዉቲ ጨርቂ : ፅሕፈት መሳርሒ : ንስልጠና ከገልግሉ ዝኽእሉ ናዉቲ ሕርሻ ኮይኖም መሳርሒታት ህንፃን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 15, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ሕክምና መድሓኒትን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 13, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሕዳር 11, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንቤት ፀሕፈታት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 14, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 14, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ ጣብያ ደርጊዓጀን ዝርጋሐ ፁሩይ መስተ ማይ ካብ ናብ ቁሸት ሕልሻ ከባፅሕ ስለዝደሊ እዚ ዝስዕብ ረቀሒ ተማልኡ ሕጋዉያን ተኮናተርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 10, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 10, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ካፒታል ፕሮጀክት ምሩፅ ሐመድ ተምርት (ዶዘር ክራይ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/

ናይ ካፒታል ፕሮጀክት 1 ደን ዝራእትን ፍራምረን 2 ጀነሬተር 3 ሞተር ሳይክል 4 ናይ ሲግትስ መሰልጠኒ ማእከል (ኤሌክትሮኒክስን ፈርንቸራትን) 5 ናይ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

የግዥዉ ዓይነት የመኪና ጎማ ከነ ካላመዳሪያዉ

  • Posted Date: ማክሰኞ ጥቅምት 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/