ቤት ፅሕፈትና ን 2008 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ቢሮ ወይንከዓ ኦፊስ ፈርኒቸር ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲ መካየን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 2, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 2, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ድርጅታችን የድሪሊግ ማሽን ሰራተኞች ስልጠና የሚሰጥለት ድርጅት በግልፅ ጨረታ ለማወዳደር ስለፈለገ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች ግዴታዎች የምታሟሉ እንድትወዳደሩ ጥሪ እናቀርባለን::

  • Posted Date: ቀዳሜ መስከረም 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 4, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 4, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ትምህርቲን ትሬይንግ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ለተማሪዎች አገልግሎት የመዉሉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ዕቃዎች በጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ኣርብ መስከረም 21, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 1, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና :ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕቡ ረቋሕታት ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 21, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ክልተ ኮምፒተራት ን 2008 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 21, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 2, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሳምፕል መፂእኩም ብምርኣይ እስፐስፊከሽን ብምዉሳድ ሰነድ ብምግዛእ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 21, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ኤሌክትሮኒከስ : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ደንቢ ክዳንን መሳርሒ ህንፃ ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 3, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 19, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/