ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ጣብያ ደደቢት ናይ ማይ ገንዳ ንምስራሕ WC 7ን ልዕሉኡን ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምርን ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የትግራይ ልማት ማህበር ብዛታቸው 108,000 የሆኑ 32 ዓይነት Supplementary Reading material or Booklets በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ማሳተም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ኅዳር 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 23, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈተ ኣቁሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናዉቲ መፃሕፍቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝርከብ ላይብረሪታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፈቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

በኢፌዲሪ በግል ድርጅት ሠራተኞች ማህበራዊ ዋስትና ኤጀንሲ ሰሜን ሪጅን ፅቤት በ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ከዚህ በታች በሎት የተዘረዘረዉ ቀዋሚ እና አላቂ ዕቃ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ኅዳር 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 16, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 16, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉታት ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን ጉደያትን : ዲስክቶፕ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ዲጂታል ካሜራ : ፕሮፊሽናል ቪድዮ ካሜራ : ፕሮጀክተር : ስካነር : ፕሪንተር ፍላት ስክሪን ቴለብዥን : ካልኦት ኤሌክትሮንክስ ን ኤሌትሪካልን : ናይ ቢሮ ፈርኒቸር : መጋራጃን : ናዉቲ ፅሬት : ናይ ትዮታ ዳብል ካፕ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 7, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 21, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/