ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ FSR መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብዉሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አብ አጎላዕ ዝርከብ ናይ ቴሌቶን ኮሚቴ ካብ ሕሰብ ዝኣከቦ ገንዘብ ተወሳኪ ህንፃ አብ ኣጉላዕ ከተማ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ተደሊዩ ኣሎ በዚ መሰረት አብ 2008 ዓ/ም ጠቅላላ ሰረቱን ናይ መጀመሪያ ሶላታ/slab/ ምስ መወዳእታ ስራሕቲ(finishing) ንመጀመሪያ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣጉላዕ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ኢያሱ በርሀ ከተማ አላማጣ ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ቤተ ፈተነ ኬሚካላትን ኣቁሑትን፣ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ ፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ናይ IT ኣቁሑት ኣጫሪቱ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 4, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን፣ ፎቶ ካሜራ ፣ብቦጥ ማይ ናብ ጣብያ ምጉዕዓዝን፣ ዘርእን እንትኮኑ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ንናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 8, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/