ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሐርነት ትግራይ ናይ 3ተ ዓመታት ካብ 2007 ዓም ክሳብ 2009 ዓም ምንቅስቃስ በጀት ብናይ ደገ ኦዲተር ከምርምር ስለዝደለየ ንናይ ደጎ ኦዲተር ዝተፈቀደሎም ዉልቀን ማሕበራትን ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ፅግና ባዓልሞያ: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ፅገና በዓል ሞያ : ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 3, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 3, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 1, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዳንሻ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 1, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ /ዕዳ/ ፋይ/ ንብ ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ሕሙማት ምግቢ ዝወዕል ጣፍ: ስጋ :ኣስቤዛ : ሸቀጣ ሸቀጥን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ታሕሳስ 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 30, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 30, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2010 ሕትመትን ፅሬት አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ታሕሳስ 15, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 35.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Save the children International Tigray Filed Office SCI-MFO invites all eligible contractors to bid for the Labor to construct supper structure and finishing works of block classroom , O-classroom , flag pole and dry at central and Eastern zone tigray Regional state

  • Posted Date: Saturday 23rd, December 2017 12:00 am (over 8 years ago)
  • Closing Date: Tuesday 09th, January 2018 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 09th of January 2018 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category House & Building Construction/

በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ቅርንጫፍ ጽህፈት ቤት ኣዲስ ጎማ ከነ ከለማደሪያዉ በቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት በስሩ ላሉት ደቡባዊ ዞን ወረዳዎች አገልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ታኅሣሥ 14, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 26, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 26, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በኢትዩጰያ ምርጥ ዘር አቅርቦት ትግራይ ምርጥ ዘር ኣቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ የሚገኙ የተለያዩ ጎማ: ባትሪ ካላማደሪያና ጭረት በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል

  • Posted Date: ኣርብ ታኅሣሥ 13, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 19, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 19, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዘርክብ መንገዲ ብኰንክሪት መንግዲ ብደረጃ 5 ን 6 ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 24, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/