ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 5, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: መስከረም 5, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 4, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: መስከረም 4, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 6, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 6, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት :ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 6, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: መስከረም 6, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ ትቦታትን መገጣጠምንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 5, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: መስከረም 5, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 5, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: መስከረም 5, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግይ ደደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 4, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 4, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንዓማዊልን ንመስመር መስፋሕፍሕን ኣብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ናዉቲ ማላትዉን ትቦታት መጋጥም ቆፃሪት ኤለክትሮመካኒካል ኤለክትሮኒክስን መቀያየሪ አቁሑትን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 11, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: መስከረም 11, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 70.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጎማ ምስ ካላማዳሪኡ :ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ንብረትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 4, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Opening Date: መስከረም 4, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/