ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንህፃናት ናይ ዉሽጢ ክፍሊ መምሀሪ ናዉቲ ወይ ድማ ኢንዶር ማተሪያል: ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ቤተ ንባብ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበርን ዝተፈላለዩ አቁሑት ቢሮን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዴስክቶ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 9, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡መለዋወጢ መኪና አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 9, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዘለዎ መካይን ዝፅግነሉ ጋራጅ ከምዉን ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 9, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ ናይ ቆፃርን ፕላስቲክ ትቦን ካልኦት ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ሎት 2ፅሬት ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 4 ናይ ኤለክትሮኒክስ ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትንንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2009ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት አናእሽተይን ቀወምቲ ነብረትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ ንፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፈርኒቸር: ናዉቲ ሕትመታት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሆስፒታል መያኒ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት መለዋወጢ ኮምፒተራት: ጎማ መኪና: ወናብርን ጠረዼዛን ቢሮ: ዴስክ ተምሃሮ :አቁሑት ስፖርትን: ዝትፈላለዩ ሕትመታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 18, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: መስከረም 18, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/